ኣንቲ ፍልይቲ ጋል
Atakilti Semere
ኣንቲ ፍልይቲ ጋል ፍቕራዊን ክውንነታውን ዛንታታት ብዛዕባ ትብዓትን ውሽጣዊ ሓይልን ። ንዕድመ 5 ዓመትን ልዕሊኡን ዝዕድሚአን ኣዋልድ ዝኸውን መነቓቕሒ ርእሰ-ምትእምማን መጽሓፍ
Paperback66 pagina’safrLeverbaar
ሰላም ንዓኺ! እወ ልክዕ ንስኺ!ኣዚኺ ፍልይቲ ነገር ምዃንኪ ዝነገረኪ ሰብ ኣሎ ዶ፧ ምኽንያቱ - እመንኒ - ንስኺ ኢኺ! ፍልይትን ፍጽምትን። ኣብዛ ዓለም ብዙሓት ኣሽሓት ካልኦት ኣዋልድ እኳ እንተሃለዋ፡ ግን ድማ ሓንቲ እኳ ከማኺ ኣይኮነትን። ስለዚ ንሱ ኣይትረስዒ!ብድሆ እንተ ኣጋጢምኪ ድማ ሓደ ነገር ዘክሪ፤ሓያል ምዃን ማለት ፈጺምካ ኣይትወድቕ ማለት ኣይኮነን። እንታይ'ዳ ሓያል ምዃን ማለት እንደገና ምትንሳእ ማለት እዩ።ስለዚ ተንሲእኪ ቀጽሊ። ኣብ መንገዲ ወትሩ ንኣሽቱ፡ ግን ከኣ ዝዓበዩ መሰናኽላት ክህልዉ እዮም። ወይ ድማ ብኸመይ ክትቅጽልን ዕላማኺ ክትወቅዒ ትኽእሊ ዲኺን ዝብል ጥርጣረታት ኣለኪ። ግን ኣስተውዕሊ: ዓቢ ይኹን ንእሽቶ ብዘየገድስ ኩሉ ግዜ ሓደ ዓይነት እዩ። ንእሽቶይ ይኹን ዓቡይ። እቲ ኣገዳሲ ነገር ተስፋ ዘይምቑራጽን ንስኺ ኣዚኺ ፍልይ'ቲ ምዃንኪ ምፍላጥን እዩ። ኩሉክትገብርዮ ትኽእሊ ኢኺ!ኣብዛ መጽሓፍ እንታይ ይጽበየኪ ኣሎ፧ምስ ፍሉያትን ማዕረ ማዕሪአን ዲንቅ ዝኾና ኣዋልድ ክትራኸቢ ኢኺ። ጸገማት ዘጋጥመን ምናልባት ድሕሪኡ እንታይ ከም ዝገብራ ዘይፈልጣን ኣዋልድ። ዳርጋ ተስፋ ክቖርጻ ዝደለያ፡ ድሕሪኡ ግን ኩሉ ትብዓተን መንጢለን ንነብሰን ዝበልጻ ኣዋልድ ዝኾና።በዛ መጽሓፍ እዚኣ ኣቢልኪ እንታይ ክትመሃሪ ኢኺ፧ንነብስኺ ምቕባልን ንፍርሒ ምብዳህን ምስ ወለድኽን ካልኦትን ንዘጋጥሙ ጕዳያት ፍታሕምሉእ ብምሉእ ሓድሽ ርእሰ-ምትእምማን ንምምዕባልትብዓትን ውሽጣዊ ሓይልን ንምርካብዝኾነ ነገር ክትገብሪ ከም እትኽእሊ ርግጸኛ እየ። ከመይ ጌረ እየ ዝፈልጥ፧ ምኽንያቱ ፍልይቲ ጓል ኢኺ! ሓንሳብ ኣብ ነብስኺ ምስ ኣመንኪ፡ ኣብ መንገድኺ ደው ዝብለኪ ነገር የለን። እታ ንስኺ ፍልይቲ ጓል እትብል መጽሓፍ በዚ ጥራይ ክትሕግዘኪ እያ። ስለዚ ክሳብ ክንደይ ፍልይትን ኣደናቂትን ምዃንኪ ፈጺምኪ ኣይክትርስዕዮን ኢኺ። ኣብ ዝቕጽል ግዜ ንርእስኺ ኣብ እትጠራጠረሉ እዋን ድማ ሓደ ነገር ኣስተውዕሊ፤ፍልይቲ ኢኺ!
In het kort
ISBN-13
9789403673455
Uitgever
Verschenen
30 maart 2023
Imprint
Druk
1
Bibliografisch
ISBN-139789403673455
Editie1
Druk1
Taalafr
Pagina’s66
GeïllustreerdNee
Uitgave
UitgeverMijnbestseller B.V.
ImprintMijnbestseller.nl
CB-relatie-id7543708
Verschenen30 maart 2023
StatusLeverbaar 04
BeschikbaarheidBeschikbaar 20
Zonder prijsGratis
Vorm & inhoud
ProductvormPaperback BC
SamenstellingLos product
Classificatie
NUR (hoofd)Leren lezen 287
NUR (alle)287 Leren lezen
Medewerkers
Auteur A01Atakilti Semere
Herkomst
Werk-id (NSTC)501544916
MeldingBevestigd bij publicatie 03
Bijgewerkt6 augustus 2026
NSTC 501544916 · CB-relatie 7543708 · Bijgewerkt 6 augustus 2026